Hopp til toppmenyen på siden Hopp til hovedinnholdet på siden

Tigrinja

ጋዜጣዊ መግለጺ 23.04.21

ኣብ ገሊኡ ጐረባብቲ ምምሕዳራትና ለብዒ እናወሰኸ ይኸይድ ከም ዘሎ ንርኢ ኣሎና በዚ
ምኽንያት እዚ ተቐማጦ ክቪነስዳል ነቲ ሃገራዊ ምኽሪ ክስዕብዎን ኣብ መንጎ ምምሕዳራት ዘየድሊ
ጕዕዞ ኸይገብሩን ነተባብዕ።

Nasjonale tiltak fra 16.04.21

ሓበሬታ ካብ ኣማሓዳሪ/ከንቲባ 19.03.21

ኣየኖት ሃገራዊ ስጉምትታት ኣብ ማሕበራዊ ምርኻባት ይኹን መሰናድኦታት ከምኡዉን መገሻታት
ከምነተግብር ዝምልከት እዋናዊ ሓበሬታ ኣዳሊና ኣለና።

ሓበሬታ ካብ ኣማሓዳሪ/ከንቲባ 05.03.21

ኣብ ዝመጽእ ግዜ ኣብ ምቁጽጻር መልከፍቲ ተወሳኺ ትኹረት ክትህቡን ነንሕድሕድኩም ክትበረታትዑን ከነባራትዓኩምን ንደሊ። ኣብ ስግር ዶባት ምምሕዳራት/ኮሙይን ዝግበር ምንቅስቓሳት ብዝተኻእለ መጠን ትሑት ክኸውን ከምዘለዎ ክትግንዘቡ ይግባእ። ምልክት መልከፍቲ ኣለና ወይ ናብዚ ሕማም ተቓሊዕና ኣለና ኢሎም ዝሓስቡ ሰባት ንምምርማር ትሑት ገደብ ክህሉ ይግባእ። መዓልታዊ ንምምርማር መርመራ ንምግባር እኹል ዓቕሚ ኣለና።
ሰናይ ቀዳመ ሰንበት ንኹላትኩም ንምነ!

Vaksinering av helsepersonell