ኵነታት ክታበት

ክሳዕ ሕጂ 4239 ሰባት ኣብ ምምሕዳር ኮምዩን ክቪነስዳል ክታበት ወሲዶም ኣለዉ።
ካብዚኣቶም 3695 ክልተ ዓቐን ክታበት ተቐቢሎም ኣለዉ፡ በዚ ድማ ምሉእ ብምሉእ ተኸቲቦም
ኣለዉ።
ኣብዛ ሰሙን እዚኣ 50 ሰባት ክኽተቡ እዮም። ኣብ እትቕጽል ሰሙን ከኣ 103 ዓቐን ክታበት
ክንረክብ ትጽቢት ንገብር ።
እቶም ክታበት ዝወስዱ ብቐጻሊ ክንሕብር ኢና ።
ሓደ ሰብ ክትክስን እንተ ደልዩ እሞ እቲ ቐዳማይ ዓቐን እንተ ዘይተቐቢሉ ብቴል ኪረኽቡና ንሕተቶም ። + 47 46 86 49 94

ሰሉስ 14 መስከረም ንዓበይቲ ካብ 15 30 ክሳዕ 16 00 ከምኡውን ካብ 16 00 ክሳዕ 17 00 ንመንእሰያት ካብ 16 ክሳዕ 17 00 ክትከላኸለሎም ኢያ ።

ዅነታት ምርመራ

ኣብ ማእከል ሕክምና ክቪነስዳል ቍጽሪ እቶም እተመርመሩ ሰባት 6107 እዩ ። ኣብዚ እዋን እዚ

ክምርመሩ ዝደልዩ ነቲ መርመራ ብቕልጡፍ ምላሽ ምእንቲ ኽንህበሉ ብእተኻእሎም መጠን
ቀልጢፎም ኣብ ሕክምና ቆጸራ ክሕዙ ምኽሪ ንህቦም ።

 

መትረብ ሓበሬታ

ቀንዲ መትረብ ሓበሬታ ምምሕዳርና መርበብ ሓበሬታና እዩ። ኣብ www.helsenorge.no
ኰነ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ትካል ህዝባዊ ጥዕና www.fhi.no ብዛዕባ ኮሮናቫይስ ብዙሕ ሓበሬታ
ክርከብ ይክኣል ።